Literature

Devotionals

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
See More

Article

ሰልሰላ፡ ኣብ ወሰን ርባ(ሩባ) ዝበቝል፡ ቀጢን ሻንብቆ መሰል ተኽሊ። ንሓደ ቀጢንን ነዊሕን ሰብ እውን ሰልሰላ ንብሎ ኢና። እዚ ልክዕ ከምቲ ተዛረብቲ...
See More

Booklet

ምዕራፍ 1 ንስሓ ካብ ምዉት ግብሪ ምዕራፍ 2 እምነት ብኣምላኽ ምዕራፍ 3 ትምህርቲ ጥምቀት ምዕራፍ 4 ምንባር ኣእዳው ምዕራፍ 5 ትንሳኤ ምውታት ምዕራፍ 6 ዘልኣለማዊ ፍርዲ ምስጢር ጸሎት

ARTICLE see all article

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዘለዉ ቃላት ንፍለጦም!

ብ ጐይትኦም ተስፋይ
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዘለዉ ቃላት ንፍለጦም!

ሰልሰላ፡ ኣብ ወሰን ርባ(ሩባ) ዝበቝል፡ ቀጢን ሻንብቆ መሰል ተኽሊ። ንሓደ ቀጢንን ነዊሕን ሰብ እውን ሰልሰላ ንብሎ ኢና። እዚ ልክዕ ከምቲ ተዛረብቲ እንግሊዘይና lanky ዝብልዎ ማለት እዩ። ዘፍጥረት 41:18 እንሆ ኸኣ፡ ሾብዓተ ስቡሓት... See More

ኣንቱም ሰባት

ብ ተስፎም መልኣከ
ኣንቱም ሰባት

ኣንቱም ሰባት ኣንቱም ኣሕዋት ኣንቱም ብሩኻት ዝኸበርኩም ደቂ ኽቡራት እንታይ’ሞ ክብል እንታይ’የኸ ዘዕልል ንዑንዶ ንምጻእ ንሰማማዕ ኣይንበል ገርማዕማዕ ዘርባዕባዕ ንጒዓዝ ብሓንሳእ ንሕበር ነኽብሮ ነምልኮ ንእግዚኣብሄር ኣይንኹን ... See More

DEVOTIONALS see all devotionals

ብጻየይከ መን እዩ?

ብ beteZION Ministry
ብጻየይከ መን እዩ?

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ምፍቃርን። እቲ ፈላጢ ሕጊ ናብ የሱስ ቀሪቡ "ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ... See More

MAGAZINE see all magazine

እንጌራ ህይወት ቁ.11

ብ መካነ ሂወት
እንጌራ ህይወት ቁ.11

መጽሄት እንጌራ ህይወት ቁጽሪ ዓሰርት ሓደ ወጺኣ ኣላ፣ እዛ መጽሄት ኣገልጋልን ኣገልግሎቱን፡ ተነባቢ ህይወቱን፡ ኒቆድሞስ፡ሕቡእ ጋሻ ከምኡውን እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዝብሉ ጽሑፋት ሒዛ ኣላ።... See More

NEWSPAPER see all newspaper

ዶክሳ

ብ ኣሕዋት
ዶክሳ

ርእስኻ ንዓብይ ነገር ኣዳሉ 2018 ሰማያዊ ራእይ ሒዝና ንፍልሞ እዩ።... See More