Literature

ARTICLE

Editor's Choice

2ይ መጽሓፍ ነገስት 2፣23-24 እዚ ኣርእስቲ ምስ ነበብኩምዎ፣ ንገሌኹም ግር እንተኢልኩም...
See More

Most Commented

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Most Read

ንንውሕ ዝበለ እዋን ክርስትያናት፣ ብፍላይ ድማ ወንጌላውያን ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካ...
See More

Back     1    2    3    4    5    6    7    8    ...22   Next

መንኮን ይዓቢ

ብ ኣስማይት ተኽልዝጊ

እታ ሰዓት ምስ በጽሐት ምስቶም ዓስተው ክልተ ሃዋርያት ኣብ መኣዲ ተቐመጠ። ንሱ ድማ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ዝፍጸም ደጊም ካብዚ ከምዘይበልዕ እብለኩም ኣለኹ። እሞ ቅድሚ ስቓየይ ምሳኹም ገንሸል ፋስጋ ክበልዕ ብዙሕ ሃረር ኢለ ኣለኹ በሎም። ሉቃ22:14 እዛ... See More

Posted by:
Asmait Teklezghi
Dec 01, 2016

0 Comments
227 Views
0 Shared

ቋንቋ ፍቕሪ

ብ Our daily bread ትርጕም Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

ዓባየይ ንሜክሲኮ ከም ሚስዮናዊት (ሰባኺት) ኰይና ምስ ኸደት፣ ቋንቋ ስጳይና ንምምሃር ዘሕለፈቶ ሽግር ኣይጽወን እዩ። ሓደ እዋን ንዕዳጋ ኸደት። ኣብ ሓደ ድኳን ብምእታው፡ ዝዝርዝር እትሽምቶም ነገራት ነታ ክትሕግዛ ዝመጸት (ኣብቲ ድኳን እትሰርሕ) ጓል... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 19, 2016

0 Comments
315 Views
0 Shared

ልዕሊ ስርረት

ብ Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

ኣብ ሚያዝያ 1937፡ ወራሪ ሓይሊ ሙሶሊኒ፡ ነቶም ኣብቲ ዋላሞ ዝበሃል ኣውራጃ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ሰበኽቲ (ሚስዮናውያን)፣ ብሓይሊ ካብ ኢትዮጵያ ከም ዝወጹ ገበረ። እቶም ሚስዮናውያን፡ 48 ሓደስቲ ክርስትያናት ጥራይ--እሞ ኸኣ ወንጌል ማርቆስ ጥራይ ዝነበሮም--ብድሕሪኦም... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Nov 06, 2016

0 Comments
139 Views
0 Shared

እቶም ክልተ ጥፉኣት ኣወዳት

ብ ጐይትኦም ተስፋይን ሙዚት ግርማይን

እቶም ክልተ ጥፉኣት ኣወዳት መሪሕ ምዕራፍ፡ ሉቃስ 15 ኣብ ዛንታ እቲ ጥፉእ ወዲ፣ ኵሉ ግዜ ሕመረት መልእኽቲ እታ ዛንታ፣ ማለት 2 ጥፉኣት ኣወዳት ከም ዘለዉና ንርስዖ ኢና። እቲ ንእሽቶ ሓው ብስጋኡ ክእብስ ከሎ፣ እቲ ዓብዪ ሓው ግና መንፈሳዊ (ባህርይ፡... See More

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Oct 14, 2016

0 Comments
315 Views
0 Shared

መልእኽቲ 2016

ብ ሃኒባል ዳኒኤል

ፍርሓት ኣግዚኣብሄር ንኹሉ ፍርሓታ ከም ዘርሕቕ ንረዳእ፣ መቸም ኩኡ ጊዜ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝመጸሉ እዋናት ዘሎ ጸፋዕፋዕን መብጸዓታትን ኣዚዩ ብዙሑን ማእለያ ዘይብሉን እዩ፣ ተግባራውነቱን እቲ ለውጥን ግና ኣዚዩ ብጣዕሚ ሒደት እዩ፣ ሰባት ወትሩ ኣብ... See More

Posted by:
Hanibal Daniel
Dec 31, 2015

0 Comments
531 Views
0 Shared

ካብ ነህምያ እንምሃሮ ትምህርቲ 2ይ ክፋል

ብ ሃኒባል ዳኒኤል

ነህምያ (2) ከምቲ ኩሉ ግዜ ደጋጊምና ንብሎ ኣቲ ዝዓበየ መመርሒ ህይወትናን ኣገልግሎትናን ናብራና እቲ እንኰ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ቃል ኣኣምላኽ እዩ። ክንዮ ዝተጻሕፈ ክንከይድ ኣይንኽእልን ኢና። ሓለፋ እቲ ንሱ ዝህበና ተመክሮ ድማ ፈጺሙ ክህልዎና... See More

Posted by:
Hanibal Daniel
Dec 07, 2015

0 Comments
637 Views
0 Shared

ካብ ነህምያ እንምሃሮ ትምህርቲ 1ይ ክፋል

ብ ሃኒባል ዳኒኤል

ኣብ ህይወት እቲ ዝዓበየ ቁም ነገር ከምቲ ኣምላኽ ዝደልዮ ኰንካ ምሕላፍ እዩ። ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ድማ ከምቲ ኣምላኽ ዝደለዮምን በቲ ንሱ ዝሓንጸጸሎም ጐደና ህይወት ዝተመላለሱ ኣብነታውያን ዝዀኑ ናይ ኣምላኽ ሰባት ብዙሓት ኣለዉ። ካብኣቶም እንምሃሮ... See More

Posted by:
Hanibal Daniel
Nov 29, 2015

0 Comments
651 Views
0 Shared

ስለ ስድራቤቱ ዝዋጋእ ሰብኣይ 5ይ ክፋል

ብ ሳምሶን ም-ኣብ

ኣብ ራብዓይ ክፋል፣ ዳዊት ዝተማረኹ ኣንስቱን ደቁን ንምምላስት ዝወሰዶ ቀዳማይ ስጉምቲ ከም ዝነበረ ርኢና። ንሱ ኸኣ "ብኣምላኹ ከም ዝተብዐ"፣ ልቡ ኣህዲኡ ኣብ ኣምላኹ ከም ተወከለ ርኢና። እዚ ኸኣ ነቲ ስዒቡ ዝወስዶ ስጉምቲ ወሳኒ ምኻኑ ብምርኣይ 'ቲ... See More

Posted by:
Samson Mehreteab
Nov 17, 2015

0 Comments
374 Views
0 Shared

Back     1    2    3    4    5    6    7    8    ...22   Next